Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ካብ 1 ሚሊየን ዝበልፁ ህፃናት ምብፃሕ ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ን1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ምብፃሕ ከምዝተኻእለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ስነ ስርዓት ምረቓ 3 ሺሕን 85 ሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ወለዲን ሓብሐብቲን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኻይዱ፡፡

ከንቲባ ኣዳነች ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ሓዊሱ ቁፅሪ ኣገልግሎት ምኽሪ ወለዲ ዝህቡ ሰብ ሞያ 5 ሺሕ ከምዝበፅሐ ገሊፀን፡፡

“ኣብዚ ፕሮግራም እውን ትውልዲ ኣብ ምህናፅ ከይዲ ሃገር እናሃነፅና ንርከብ” ምባለን ሓበሬታ ፓርቲ ብልፅግ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.