Fana: At a Speed of Life!

ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘህነፆም ኣባይቲ ብዕፃ ተሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኮየ ፌጨን ቃሊቲን ሳይታት ዘህነፆም 1 ሺሕን 336 መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ንተረሕቲ ተሓላሊፎም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማ%ርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር ምክልዃል ሃገር ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፣ ጄኔራል መኮንናት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ካልኦትን ተረኾቦም።

እቶም ኣባይቲ ብመከላከያ ኢንጂነሪንግን ኦቪድ ኮንስትራክሽንን ኣብ ሓደ ዓመት ተሃኒፆም ዝተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብመራኦል ከድር

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.