Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡

ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ ነገራት እንትዕዘብ ንኣካላት ፀፅ ሓበሬታ ብመሃብ ኣብ ጎኑ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ጠተው ንኽብል እቲ ግብረ ሓይሊ ሓቲቱ፡፡

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.