Fana: At a Speed of Life!

ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ዝነበረ 46 መርሚል ነዳዲ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣፍሊጡ፡፡

ኣዛዚ ፖሊስ እታ ከተማ ሓጋዚ ኢንስፔክተር ኣዳነ ኣለማየሁ ከምዝገለፁዎ÷ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወረ ካብ ዝነበረ ነዳዲ እቲ 35 መርሚል ናፍጣ እንትኸውን÷ 11 መርቢል ድማ ቤንዝል ኢዩ፡፡

ብተሽከርካሪት ተፃዒኑ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተንቀሳቐሰ ዝተትሓዘ ነዳዲ ምርመራ እናተገበረ ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ዕድጊት ዘሕጋዊ ነዳዲ ምብዝሑ ስርዓት ዕድጊት ካብ ምህዋኽ ሓሊፉ ኣብ ሕብረተሰብ ፍልፍል ቅርታ እናኾነ ከምዝመፅአ ኣልዒሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.