Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድን  ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅን ፕሬዚዳንት ስዊዘርላንድ ቪዮላ ኣምኸርድን  መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትሕብባር ኣብ ከተማ ባዝል ከፊቶም።

እቶም ፕሬዚዳንታት ከልቲኣዊ ዘተ ዘካየዱ እንትኾኑ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ከምኡውን ጉዳያት ፀፅታ ኣውሮፓን ኣፍሪካን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ብኤጀንሲ ምትሕብባርን ልምዓትን ስዊዘርላንድ ዝተዳለወ እት መድረኽ፥ “ ሰላም እንታይ ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ኣምኸርድ፥ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዓለም ለኸ ፖሊቲካ ዘለወን ፅዕንቶ ከብ እናበለ ምምፅኡ ገሊፆም።

እዚ ድማ ንልውውጥ ኢኮኖሚ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.