Fana: At a Speed of Life!

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀገም ፀፅታ ሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ።

እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍ ሰላምን ደሕንነትን ናይምኽባር ስርሑ ብብቕዓት ከምዝተዋፅአ ሓቢሩ።

ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ኣካላት ፀፅታ ንህዝቡ ብምቕዳም ዝተውሃቦም ሃገራዊ ልኡኽቶኡ ብብቕዓት ብምውፃ ዝተሓሰበ ሸቶ ከዕውት ክኢሉ ዝበለ እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ፤ ነዚ ድማ ምስጋና ኣቕሪቡ።

ህዝቡ ከግብረ-ኃይሉ የተሰጠውን መግለጫ ከግምት ውስጥ በማስገባት በዓሉ በሰላም ተጀምሮ እንዲጠናቀቅ ላደረገው ቀና ትብብርና ድጋፍ ምስጋና አቅርቧል።

እዚ ንኽዕወት ናይ ባዕሎም ብፅሒት ዝተዋፅኡ ተኸተልቲ እምነት እስልምናን ኣቦታት ሃይማኖትን፣ እቲ በዓል ንዘተሓባበሩን ዝመርሑን መናእሰይ ንዝገበሩዎ ልዑል ምትሕብባር ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዕዙዝ ምስጋና ምቕራቡ ሓበሬታ ፖሊስ ፌዴራል ኣመላኺቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.