Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃርቡን ደጋንን ሃገራዊ ለውጢ ብምድጋፍ ዝተኻየደ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ።

ንሰላም ክልልና ብሓባር ክንስለፍ ኢና፣ ሃገራዊ ምዕባለ ዕላዊ ንክኸውን ክንፅዕር ኢና፣ ብናይ ሓባር ፃዕሪ ሰላምና ክነረጋግፅ ኢና ዝብሉን ካልኦትን ጭርሖታት ኣብቲ ሰልፊ ተደሚፆም።

ብተወሳኺ፥ ብኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ዘብተን ሃገርን ህዝብን የለን፣ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መርኣያ ሓድነትናን ጥንካረናን ኢዩ፣ ኣንፃራዊ ሰላም ክልልና ኣብ ዝሓፀረ እዋን ናብ ዘላቒ ሰላም ክነሰጋግሮ ኢና ዝብሉ ድምፅታት ኣብቲ ሰልፊ ምድማፆም ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.