Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ገንዳ ውሃ ዝሳለጥ ዘሎ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ከተማ ገንዳ ውሃ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይሳለጥ ኣሎ።
እቶም ሰልፈኛታት፥ ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሃገርና ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ግደና ክንዋፃእ ኢና፣ ብሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ኣተሓሳስባን እኩይ ተግባርን ዝብተን ህዝብን ሃገርን የለን፣ ሃገርና ናብ ብራኸ ንምብፃሕ ኣብ ጎኒ ኣመራርሓ ለውጢ ክንስለፍ ኢና ዝብሉን ካልኦትን ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፉ መልእኽቲታት የድምፁ ከምዘለዉ ኣብ ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.