Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ

ዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ዝተረኸቡ እወንታዊ ውፅኢታት ንምቕፃል ዓሊሙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ይመሓላለፉ ኣለዉ።

– ንሕና ኢትዮጵያዊያን ንሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን ሃገርና ግደና ክንዋፃእ ኢና!

– ብኣተሓሳስባን እኩይ ዕላማን ሒደት ፅንፈኛ ሓይሊታት ዝብተን ሃገርን ህዝብን የለን!

-ዝለዓለ ህዝባዊ ተሳትፎ ንምዕባለ ኢትዮጵያ!

-ሃገርና ናብ ብራኸ ንምሽጋር ኣብ ጎኒ ኣመራርሓ ለውጢ ክንስለፍ ኢና! ወዘተ ዝብሉ ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ካብ መንጎ ዝተመሓላለፉ መልእኽቲታት ኢዮም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.