Fana: At a Speed of Life!

ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ደገፍ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኺቦም።

እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ናይ ለውጢ ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ኣብ ቀፃሊ ብዘላቕነት ንምቕፃል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.