Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መለወጢ ዘበን ፍቼ ጨምበላላ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፈን።

እተን ከንቲባ ኣብ መልእኽተን÷ “እቲ በዓል ዘብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣጠናኺና ብሓባር ደው ብምባል ተረባሕነት ህዝብና ንምርግጋፅ ዳግም ቃል ንኣትወሉ ንኽኸውን ይምነ” ኢለን፡፡

በዓል ፍቼ ጨምበላላ ናይ ሰላምን ሓጎስን ንኽኸውን እውን ሰናይ ትምኒተን ገሊፀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.