Fana: At a Speed of Life!

ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዞባ ኣርሲ ከተማ ኣሰላ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ ሰልፊ ድጋፍ ዝተፈላለዩ መልእኽቲታት ዝተመሓላለፉ እንትኾኑ፥ ካብ ሞንጎ እዚኣቶም ድማ “ዓወትና ክንሕሉ ኢና ንቀፃሊዓወት ብሓባር ክንሰርሕ ኢና! ሰላም ንኹሉ ኩሉ ንሰላም! ሓበራዊ ተረኽ ንህንፀት ጥንኩር ሃገረመንግስት መሰረት ኢዩ! ዝብሉ መልእኽታት ይፅርሑ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.