Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ኮዬ ፈጬ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ነበርቲ ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ የካየዱ ኣሎዉ።
እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብ ፅባሕ ለውጢ ዝተረኸቡ ጭቡጣት ለውጥታት ኣብ መልእኽቶም ብምዝርዛር ቀፃሊ ተወሳኺ ለውጥታት ምስ መንግስቲ ብምዃን ከምዘመዝግቡ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ድጋፎም ይገልፁ ኣለዉ።
ብመራኦል ከድር
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.