Fana: At a Speed of Life!

ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውሕመ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣፍሪካ ያኩብ ኣል ሂሎን መተሓባበሪ ሓጋዚ ፀሓፊ እቲ ትካል ራሚዝ ኣላክባሮቭ (ዶ/ር)ን ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይሮም።

ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ እቲ ኮርፖሬሽን እናወገኖም ዝርከቡ ኢንቨስትመንት ተኮር ስራሕቲን ዘለዎ እዋናዊ ምንቅስቓስ ኦፕሬሽንን ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም፡፡

ያኩብ ኣል ሂሎ ብግደኦም÷ ኣብቲ ፓርክ ዝተመለከቱዎ ምንቅስቓስ ኢንቨስትመንት ብምንኣድ ንመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈጠረ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ዝበረታታትዕ ከምዝኾነን ተጠናኺሩ ንኽቕፅልን ምዒዶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.