Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር።

ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን ሜትሮ ውድድር ጉያ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ።

ሰዓት 4 ኣብ ዝካየድ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትሌት ኣስቴር ኣሬሬን ፅጌ ዱጉማን ልዑል ግምት ተገይሩለን ኣሎ።’

ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝካየድ ውድድር 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ድማ ኣትሌት ሃይለማርያም ኣማረ፣ ንብረት መላክን ገመቹ ዲዳን ግምት ካብ ዝተውሃቦም ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.