Fana: At a Speed of Life!

ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ዑደት ኣሳሊጦም።

እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካብ ሎ0ሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ምዃኑ ይዝከር።

ነዚ ስዒቡ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም ኣለዉ።

ኣብቲ ዑደት፥ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝመፅኡ ዜጋታት፣ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ካልኣይ ብርኪን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን፣ ዲያስፖራታት፣ ዜጋታት ሃገራት ወፃኢን ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝተውፃእፅኡ ሰባትን ምስታፎም ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.