Fana: At a Speed of Life!

ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ነቶም ዑደተኛታት መብርሂ ሂበን።

እቶም ዑደተኛታት፥ ታሪክ፣ ጅግንነትን ፅንዓትን ብዝምጥን መገዲ ታሪክ ዘሻገረ፣ ትውልዲ ዝመሃረሉን ኣብቲ እዋን ዝነበረ ሓድነት ብዝገልፅን መልክዑ ምህናፁ ከምዘሐጎሶም ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.