Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ሎሚ መዓልቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 12 ሾላ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዝተፈጠረ ምግጫው ዘጋጠመ ኢዩ ተባሂሉ።

ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ምስኣኖም ኣብ በዓል መዚ ምምሕዳር ትራፊክ ማኔጅመንት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.