Fana: At a Speed of Life!

ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ለውጢ ክሌማ ኣብ ስራሕቲ ምግቢ ውሕስናይ ስግኣት ፈጢሩለይ ክትብል ገሊፃ።

ኣብ ኬኒያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተሰናድአ ምርኢት ግብርና ብምርካብ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ከምዝበልዎ፥ ተደጋጋሚ ከቢድ ዝናብን ደረቕ ክሌማዊ ኩነታትን ሓረስቶት ምብራቕ ኣፍሪካ እኹል ምግቢ ንከየፍሪዩ ገይሩዎም።

ብመሰረት እዚ ብምኽኒያት ክሌማዊ ለውጢ ሓረስቶት መዓዝ ከምዝዘርኡን ከምዝእክቡን ንምፍላጥ ምፅጋሞም ኣረዲኦም።

ነዚ ስዒቡ መንግስቲ ሓረስቶት ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ዘጋጥመሎም እዋናት ምግቢ ንከፍርዩ ዘኽእሎም ዘበናዊ ኣሰራርሓ ንከካይዱ የተባብዕ ከምዘሎ ምግላፆም ሺንዋ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.