Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሲንካ ኣንቲላ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን።

ድሕሪ ዑደተን ድማ ብህንፀት ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝተደነቓ ገሊፀን፡፡

ምስ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበረኦ ዘተ ድማ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ጉዳያት ተመያይጠን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.