Fana: At a Speed of Life!

ናይ ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ከባቢታ ዝነብር ህዝቢና ፈተናታትን ጠለባትን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ክልላት ደቡብ፣ ደቡብ ምዕራብ፣ ሲዳማን ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ከምዝተዛተዩ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ፅሒፎም፡፡

ተወከልቲ ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ጉዳያት ልምዓት ርኢቶኦምን ሕቶታቶምን ኣቕሪቦም፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ መልሶም÷ ኣብ ሓበራዊ ሸቶ ንምብፃሕ ብሓባርን ብሕብረትን ምስራሕ ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣፅንኦት ሂቦም፡፡

“ኣብ ኩሎም ከባቢታት ዝነብር ህዝቢ ፈተናታቱን ጠለባቱን ምስማዕ ቀዳማይ ተግባርና ኢዩ” ክብሉ ኣገንዚቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.