Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ ኩሎም ዞባታት ክልል ኣምሓራ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መለእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ክልል ኣምሓራ ጠመተ ብምግባር ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል ብላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ዝተገበረ ዘተ ስዒቡ ምስቶም ተወከልቲ ዘተ ከምዝገበሩ ገሊፆም።

እቲ ዘተ፥ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ ቁልፊ ዛዕባታት ዝምልከት ከምዝኾነ ኣብሪሆም።

ኣብቲ መድረኽ ዝቐረቡ ብዙሓት ዛዕባታት ምላሽ ብምሃብ ንሓበራዊ ዕላማ ሓበራዊ ፃዕሪ ናይ ምግባር ኣድላይነት ብኣፅንኦት ከምዝተዘተየሉ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.