Fana: At a Speed of Life!

ተሳተፍቲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 37 ስሩዕ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪላ ዝተሳተፉ መራሕቲን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ዝተፈላለያ ሃገራት ነናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ።

ብመሰረት እዚ መራሕቲ ጋና፣ ብሩንዲን ዚምባቡዌን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናይ ክብሪ ምፍናው ተገይሩሎም።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ 49 ሃገራት ተምስታፈን ይዝከር።

ልዕሊ  30 ፕሬዚዳንታትን ቀዳማይ ሚኒስትራን ከምኡወን 6 ምክትል ፕሬዚዳንታት ከምዝተረኸቡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.