Fana: At a Speed of Life!

ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ይቀላጠፍ ከምዘሎ በዓል መዚ ሲቪል አቪየሽን  ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ዋና ኣፈፃሚ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ በዓል መዚ ኣይተ እንዳለ ኣሰፋ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ኢትዮጵያ ሀንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ይካየዱ ኣለዉ ኢሎም።

ካብ መንጎ እቶም ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘለዉ 926 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ዝህነፅ ዘሎ መዕርፎ ነፈርቲ ሚዛን ኣማን ሓደ ኢዩ ኢሎም።

ከይዲ ህንፀቱ 54 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ድማ ተዛሪቦም።

ብየሻምበል ምሕረት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.