Fana: At a Speed of Life!

መራሕቲን ሚኒስትራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲን ሚኒስትራትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ዑደት፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ሽግግር መንግስቲ ቻድ ሰክሰስ ማስራ፣ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ምግብን ሕርሻን ሄሌና ሲሚዶ፣ ሚኒስትራት ሃገራት ኣፍሪካ፣ ኣመራርሓ ትካላት ተረኺቦም።

እቲ ሙዚየም ዓወት ካብ ዝተረኸበሉ ደሕሪ 128 ዓመታት ብራኸኡ ብዝምጥን ከምዝተሃነፀ ነቶም ዑደተኛታት ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.