Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ መበል 28 ስሩዕ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ክሳተፋ ንዝመፅኣ ቀዳማዊት እመቤታት 14 ሃገራት ኣፍሪካ ኣቀባብላ ገይረን።

ኣብቲ ስነስርዓት ነተን ቀደማዊት እመቤታት እንግዶት ምሳሕ ተገይሩለን።

ብተወሳኺ ባህላዊ ናውቲታት፣ ገይፀመይፂ፣ ባህላዊ ኣልባሳትን ባህላዊ ክብሪታትን ኢትዮጵያ ናይ ምፍላጥ ኤግዚብሽን ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።

ብፍሬሕይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.