Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሓጋዚት ዳይሬክተር ፕሮግራም ልምዓት ውሕመ (ዩኤንዲፒ)ን ከምኡ እውን ዳይሬክተር ሪጅናል ኣፍሪካ ምስ ዝኾና ኣሁና ኢዛኩኗ ተዛቲየን።

ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ትኹረት ብምግባር ተመያይጠን።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ልምዓት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ከምዝዘተያ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.