Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ማእኸላት ምገባ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ብራዚል ጃንጃ ሉላ ዳ ሲልቫ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብምዃን ኣብ ማእኸላት ምገባ ተምሃሮ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተስፋ ብርሃንን መቅደላን ዑደት ኣሳሊጠን።
ብተወሳኺ ብቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸዉ ዝተሃነፀ ማእኸል መዕበዪ ህፃናት ዘውዲቱ መሸሻ ጎብንየን።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ኣብ ቀፃሊ እውን ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ብምጥንኻር ብምትሕብባር ሓቢርና ንምስራሕ ዘኽእለና ዘተ ገይርና” ኢለን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.