Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣንጎላን ክልተ ሰነዳት ስምምዕነት ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ አፅቀስላሴን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ቴቴ ኣንቶኒዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቶም ሚኒስትራት ሓፈሻዊ ስምምሕነት ምትሕብባርን ፖለቲካዊ ዘተን ጠመተ ዝገበረ ሰነዳት ስምምዕነት ኢዮም ክታሞም ኣንቢሮም።

እቲ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ጎኒ ንጎኒ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 44 ጉባኤ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኸተመ ከምዝኾነ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.