Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሲዳማ  ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ  ህዝባዊ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር፣ ኢ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ነበርቲ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ሃፍቲ ናይ ምፍጣር ጉዕዞታት፣ ዘጋጠሙ ፀገማትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

ብብርሃኑ በጋሻው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.