Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመመድ ምስ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ብስልኪ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ኣልዒሎም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣፍሊጦም።

ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ፥ ኮቪድ-19 ዘስዐቦም ፈተናታት ንምክልኻል ዝወስዱዎ ዘለዉ ስጉምቲ ዝድነቕ ምዃኑ እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.