Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸብሉ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ(ዶ/ር)፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፀጋዬ ማሞ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

መራሕቲ ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓድን ሓዊሱ መንእሰይን ደቂ ኣኒስቲዮን እውን ኣብቲ መድረኽ ይሳተፉ ኣለዉ።

ብይስማው አደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.