Fana: At a Speed of Life!

ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ክረክብ ኢዩ – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተኣጓጎለ ክረምታዊ ትምህርቲ ኣብ ቀረባ እዋን መዕለቢ ከምዝወሃቦ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ብኮቪድ፣ ፈተና 12 ክፍሊን ኣካዳሚ ካላንደርን ንምጥዕዓም ብዝብል ዝተቛረፀ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዕጫኡ እንታይ ኢዩ?” ብዝብል ሕቶታት እናቐረቡ ፀኒሖም ኢዮም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዛዕባ እቲ ጉዳይ ዝሓተተን ሓላፊት ልምዓት መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ኣሰገደች ምሬሳ÷ እቲ ፀገም ንምፍታሕ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ገሊፀን።

እዚ ንምሕጋዝ ብክረምታዊ ደረጃ ንምምሕያሽ ትምህርቶም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ መምህራን ሓበሬታ እናተጠናኸረ ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ኣብ መርሃ ግብሪ ክረምቲ መምህራን እናምሀሩ ዝፀንሑ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅሉ 15 መዓልቲታት ምኽክር ከምዝግበር ወይዘሮ ኣሰገደች ሓቢረን።

ተመረቕቲ ትምህርቶም ኣብዚ ዓመት ንሕዛዝሙ ክሽራሕ ኢዩ ዝበላ እተን ሓላፊት፤ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ሓበሬታ ተዛዚሞም ናይ መወዳእታ ውሳነ ኣብ ውሽጢ 45 መዓልቲታት ዕላዊ ከምዝግበር እውን ኣልዒለን።

ብኣፈወርቅ እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.