Fana: At a Speed of Life!

ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገበን ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 5 ሺሕን 426 ፍረ ጥይት ክላሽንኮቭ ኣብ ወልዲያ ብዝተገበረ ተፍቲሽ ከምዝተትሓዘ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ካብ ግብረ ራዕዲታት ልኡኽ ብምቕባል ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኡን ተግባር ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም መበገሲኡ ካብ ቆቦ ዝኾነ ተጠርጣሪ ብሃይሩፍ ዝዓይነታ መኪና ጠያይቲ በምፅዓን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምጉዕዓዝ እናሎ ኢዩ ተታሒዙ።

እቲ ተጠርጣሪን ገናሒ መኪናን ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ የግበረሎም ከምዘሎ ተሓቢሩ።

ህዝቢ ምስ ኣካላት ፀፅታ ግቡእ ምውዳድ ብምግባር ኣብ ዝኾነ ይኹን ብርኪ ዝእንፈቱ ተግባራት ግብረ ራዕዲ ንምቁፅፃር ዜግነታዊ ግቡኡ ንክዋፃእ ፃውዒት ቀሪቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.