Fana: At a Speed of Life!

ኣርሰናል ኣብ ልዕሊ ዌስት ሃምን 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ኣርሰናል ንዌስትሃም 6 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራታ፡፡

እተን ሸቶታታ ድማ÷ ዊሊያም ሳሊባ፣ ቡካዮ ሳካ (2)፣ ጋብሪኤል ማጋሌሽ፣ ሊሃንድሮ ትሮሳርድን ዲክላን ራይስን ኣመዝጊቦምወን፡፡

ኣርሰና ሙሉእ ፀወታ ተቖፃፂራ ብምፅዋት ፀብላልታ ክትወስድ ክኢላ፡፡

ውፅኢት እቲ ፀወታ ስዒቡ ኣርሰናል ብ52 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ ትርከብ እንትኸውን÷ ካብ መሪሕ እቲ ሊግ ሊቨርፑል ዘለዋ ኣፈላላይ ናብ ክልተ ክተፅብብ ክኢላ፡፡

ብኻሊእ መዳይ ድማ ዌስትሃም ብ36 ነጥቢ ኣብ 8ይ ደረጃ ትርከብ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.