Fana: At a Speed of Life!

ናይ ዳውሮ በዓል ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ-ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ዳውሮ በዓል ዘበን መለወጢ ኣልሚዕኻ ንመስሕብ ቱሪዝም ምውዓል ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን።

ናይ ዳራሮ በዓል፥ ” ክብሪ ንሓርበኛታት ሓረስቶትና ዳራሮ ንሓድነትና ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ዲላ ተኸቢሩ።

ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፥ ዳራሮ ካብ ዘበን መለወጢ ብተወሳኺ ብብዙሓት ዝረብሑ ክብሪታት ዝተዓጀበ ሀዝባዊ መሰረት ዘለዎ በዓል ኢዩ ኢለን።

ብፍላይ ባህሊ ሓለዋ ከባቢ ጌዴኦ ሰበን ተፈጥሮን ብምዝማድ ዝነኣድ ክብሪ ከምዝኾነ ኣገንዚበን።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዩኔስኮ ከምዝተመዝገበ ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.