Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 20 ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ ‘’ህብረ ብሄራዊ ሕውነት ንዘላቒ ሰላምን ኩለ መዳይ ምዕባለን’’ ዝብልመሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

ኣብቲ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተፈለላዩ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይላዘቡ ኣለዉ።

መሰረታዊ ሕቶታት ሕብረተሰብ ብምግንዛብ ኣብ ምፍታሕን ሕብረ ብሄራዊ ሕውነትን ሃገራዊ ሓድነት ኣብ ምጥንኻርን ሓጋዚ መድረኽ ኢዩ ተባሂሉ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.