Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ሃገራዉን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካን ዘድሃበ ዓለም ለከ ዋዕላ ሰላም የሳልጥ ኣሎ፡፡

ፕሬዝዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፋና ሓጎስ(ዶ/ር) ኣብ ብዘስምዖኦ መክፈቲ መደረ መልእክቲ እንኻዕ ደሓን መፃእኹም ንተሳተፍቲ እቲ ዋዕላ ኣመሓላሊፈን፡፡

እብቲ ዋዕላ ዝተፈላላዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግሰቲ ፌደራልን ክልልን ፣ ኣመራርሓ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ፣ ተወከልቲ ተመዛበልቲ ወገናት ፣መራሕቲ ሃይማኖት ፣ነበር ፕሬዝዳንታት እቲ ዩንቨርስቲን ተሳተፍቲ ኣብ ምኻን ይርከቡ፡፡

ዕላማ እቲ ዋዕላ ዩንቨርስትታት ኣብ ህንፀት ሰላም ከበርክትኦ ዝግባእ ኣበርክቶን ፀገማት ብሰላማዊ መንገዲ ብዘተ ንፍታሕ ኣብ ዝብል ዛዕባ ንምዝታይ እዩ ፡፡

ኣብቲ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ ዋዕላ ሰላም ፤ብዝተረከበ ኣንፃራዊ ሰላም ስራሕቲ ልምዓት ክቀላጠፉ ዝተተለሙ ትልማታት ኣብ ሽቶ ንክበፅሑ ኣንተታት መፍትሒ ክቅመጡ ትፅቢት ይግበር፡፡

ብሲሳይ ሓድሽ

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.