Fana: At a Speed of Life!

ጃፓን ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ካስማ፣ ጃፓን ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ገይሩ።

ኣብታ ከተማ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ኣትሌት ሻምበል ኣበበ በቂላ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ ንምዝካር ዘኽእል ውድድር ፍርቂ ማራቶን ከምዘዳሊ ተገሊፁ።

ከንቲባ ሺንጁ ያማጉቺ፥ ንኣትሌታት ንስልጠና ዝኾኖም ዕጥቂታት ብምሃቦም ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆምንኣትሌታት ንስልጠና ዝኾኖም ዕጥቂታት ብምሃቦም ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.