Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ 30 መርሚል ነዳዲ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ ካብ ሃገር ክወፅእ ዝነበረ 30 መርሚል ነዳዲ ምስተሸከርካሪኡ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ፡፡

መበገሲኡ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞን ኣፍዴር ዶሎ ባይ ዝገበረ እቲ ነዳዲ ናብ ሶማሊያ ጁባላንድ ዶብ ጌደወይኒ ሓሊፉ ክሳገር እንትፍትን ኣብቲ ቦታ ግቡኡ እናተዋፀአ ብዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝሓዞ ተገሊፁ፡፡

ንሃገር ዝግባእ ረብሓ ዘስእኑ ህሩፋት ነጋዶ ኣብ ዝኾነ ይኹ በሪ ዶብ ከምዘየምልጡ ምግላፁ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.