Fana: At a Speed of Life!

2 ቢሊየን ብር ካፒታል ዘመዝገበ ኩባንያ ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)2 ቢሊየን ብር ኢንቨስት ዝተገበረሉ ኩባንያ መፍረዪ ጫማን ፎደራን ናብ ስራሕ ክኣቱ ኢዩ ተባሂሉ።

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ፥ እቲ ኩባኒያ ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ ክሳብ ዝጅምር ዝግበረሉ ደገፍ ተጣናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም።

እቲ ማኑፋክቸሪንግ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝለምዐ መሬት ብምውሳድ ንስራሕ ዘድሊዮ መፍረዪ ሃኒፁ ከምዝዛዘመ ተሓቢሩ።

ንልዕሊ 2 ሺሕን 300 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጥር ካብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.