Fana: At a Speed of Life!

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንተወሳኺ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ወሲኑ።

እቲ ባይቶ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ፍሉይ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ኣኼባ፥ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት 28 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዘውፅኦ ኣዋጅ ቁፅሪ 1299/2015 ንምንዋሕ ዝቐረበ ውሳነ መርሚሩ ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ እቲ ተነቢሩ ዝነበረ ኣዋጅ ብኽልተ ተቓውሞ ሰለስተ ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ንክናዋሕ ፀዲቑ።

ብምንይችል ኣዘዘው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.