Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን ዝኸውን ተወሳኺ ደገፍ 54 ቢሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።

እቲ ድጋፍ 27 ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቐንኡ።

ኢኮኖሚ ዩክሬን ብኹሉ ዓውዲ ዝተረጋግዐ ኮ0ይኑ ንክቕፅል ዝዓለመ ደገፍ ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ እቲ ሕብረት ቻርለስ ሚሼል ተዛሪቦም።

ብፍላይ ትካላት ጥዕና፣ ማሕበራዊ ውሕስና፣ ጡረታን ካልኦት ዓውዲታት ኣገልግሎትን ንምጥንኻር ከምዝውዕል ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ዩክሬን ምስ ሩሲያ እትገብሮ ንዘላ ኲናት ኩለ መዳያዊ ዓቕሚ ንምጉልባት ዘኽእል ከምዝኾነ ሲ ኤን ቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.