Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ጂዮርጂያ ሜሎኒ ኣተኣናጋድነት ኣብ ዝተሰናድአ ጉባኤ ጣሊያን -ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።

እቲ ጉባኤ፥ ድልድል ሓበራዊ ዕብየት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝካየድ ዘሎ ኢዩ።

“ማቲዬ ፕላን ፎር ኣፍሪካ” ዝብል ትልሚ ጣሊያን ቀሪቡ ዘተ ከምዝግበረሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.