Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምስጓም ዘኽእል  መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።

ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ መፋርቕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠሚቱ ንምግምጋምን ብቐፃልነት ድማ ንምትዕርራይን ዝዓለመ መድረኽ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ረእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ኣመራርሓ፣ ሰብሞያን ዕዱማት ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.