Fana: At a Speed of Life!

ሂዝቦላህ ኣብ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ ከባቢታት ዶብ ኣብ ዝርከቡ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ።

በቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤላትን ካልኦት ኣፅዋራት ኲናትን ኣብ ረብሓ ከምዘውዓለ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ሂዝቦላህ ብሚሳኤል ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ አንተፈፀመ አወን ዝበፅሐ ጉድኣት ግን የለን ኢሉ።

ነቲ ጉጅለ ዕጡቕ ልዑል ዓፀፋዊ ምላሽ ይህብ ከምዘሎ እውን ምግላፁ  ስፑትኒክ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.