Fana: At a Speed of Life!

4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)4ይ ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ሳልሳይ ሰሙኑ ፅባሕ ብቀጥታ ፈነወ ክካየድ ኢዩ።

ተዓወትቲ ድምፃውያን ውድድር ምዕራፍ 13፣ ምዕራፍ 14ን ምዕራፍ 15ን ኣብ ሓደ ዝተራኸቡሉ እዚ ውድድር÷ ፅባሕ ናይ ምድብ ሓደ 7 ተወዳደርቲ ምስ ባንድ ዛየን ብኽልተ ዙራት ስረሖም ከቕርቡ ኢዮም።

ፋና ቴሌቪዥን ኣብዚ ውድድር ቀዳማይ ንዝወፅእ ተዓዋቲ ንፈለማ እዋን 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ሽልማት ኣሰናዲኡ።

ብሓፈሻ ድማ 3 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሽልማት ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ ኢዩ፡፡

ብለምለም ዮሃንስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.