Fana: At a Speed of Life!

ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን  ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።

ፓርቲ በልፅግና ንትውልዲ ዕዳ ዘይኮነስ ዝሓሸ ነገር ንምሽጋር ይሰርሕ ኣሎ ኢለን።

ምስ ግዜና ኢትዮጵያ ፃንሒት ዝገበራ እተን ሚኒስትር፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ከካብኣንፈቱ ብመርበብ ሓበሬታ ዝውዝዑ ሓሳባት ሓቂ ነክትሃስስ ዝገብሩ ኢዮም ኢለን።

በልፅግና ነቲ ነባራዊ ኩነታት ብዝግባእ ዝርዳእ፣ ቀፃሊን ነዚ ዘበን ዝምጥንን ኣተሓሳስባ ዝወነነ ፓርቲ ከምዝኾነ ሓቢረን።

እቲ ፓርቲ ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ሃገራዊ፣ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊ እዋናዊ ኩነታትን ብምትንታን ኣብ ሓቂ ዝተደረኸን ነዚ እዋን ዝምጥንን ኣመራርሓ የምፅእ ከምዘሎ ገሊፀን።

ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ እውን ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.