Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘላትሉ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ገሊፆም።

ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባልን ሓበራዊ ተረባሕነትን እትሰርሖ ተግባር ልምዓት ብጠንካራ ዲፕሎማሲ ከምእትቕፅል ኣፍሊጦም።

ኣብዚ ቀጣና ብሓባር ንልማዕ ብምባል ንዝመፅእ ሃገርን ኣካልን ኩሉ ንምዝታይን ምድርዳርን ድልውቲ ከምዝኾነት ብኣፅንኦት ገሊፆም።

ብፍሬሕይወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.