Fana: At a Speed of Life!

ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደንቢ ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

እቲ መመሓየሺ ደንቢ፥ ዝተጀመረ ሃገራዊ ሪፎርም፣ እዋናዊ ኣወዳድባ እቲ ባይቶን ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓን ንምኽታል ብዘኽእል መገዲ ጠመተ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ።

ደንቢ ቁፅሪ 6/2008 ኣሰራርሓን ስነ ምግባር ኣባላትን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝጠመተ መብርሂ ንኣተሓባበርቲን ኣማኸርቲን ኮሚቴታት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ርእይቶ ከምዝተውሃበሉ ተገሊፁ።

ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ፥ እቲ ደንቢ ንምምሕያሽ ተመክሮ ዝተፈላለያ ሃገራት ብምርኣይ ምስ እዋናዊ ኩነታት እቲ ባይቶ ተዛሚዱ ሰፊሕ መፅናዕቲ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.